
Support Lasallian Medhanie Alem Vilajo's Gospel Choir
0% complete
2 326 $ récoltés sur 5 k $
19 dons
ፍቑራት ኣሕዋት ኣብዚ ንኣብ ኣስመራ ዘለው ንኡሳን ኣሕዋትና ላሳላውያን መዘምራን ቪላጆ፥ ብVIDEO CLIP ዝተሰነየ መዝሙር ንምስራሕ ቁሩባት ኮይኖም ምስ ምህላዎም፥ነዚ መደብ ንምትግባር ድማ ዓቕምና ዘበለ ኣብዚ ተዳልዩ ንዘሎ Go fundme Link ብምጥዋቕ ክንሕግዝ ብፍቕሪ ክርስቶስ ንዕድም።


