Foto principal da arrecadação de fundos

ንደቀንስትዮን ካልኦት ብመዕቆቢ ንዝተጸገሙ ገዛ ንምግዛእ ሓገዝ ንሓትት ኣሎና!

Imposto dedutível
 
 
GCEA ህዝባዊ ማሕበር (Non-Pprofit Organization) ኮይኑ ንመሰል ኣፍርካዎያን ዝጣበቕን, ንስደተኛታትን, ጽጉማትን ብነጻ ማሕበራዊ ኣገልግሎት ዝህብን ትካል እዩ።
 
ገለ ካብኡ፡-ንደቂ- ኣንስትዮ,ቆልዑት, ሓደስቲ ስደተኛታትን ሓተትቲ- ዑቕባን, መዕቆቢ ሲኢኖም ንሓደጋ ዝተቃልዑ ውልቀ-ሰባትን ስድራ-ቤታትን,ብምኽንያት ወልፊ መስተን ካልእን እብ ሓደጋ ዝወደቀን, ካብ ስርሖም ዝተሰናኸሉን ግዳያት ኣገልግሎት ይህብ።
 
GCEA - ን5 ዓመታት ከኣ ብኸምዚ ሰሪሑን ይሰርሕ ኣሎን። ካብዚ ኣቶም እቶም 75% ተገልገልቱ፡- ስደተኛታት ኮይኖም፡ ናይ ቓንቓን ካልእ ናይ ሓፈሻዊ ኣፍልጦን, ካልእ ጸገማትን ዘለዎም ሰባት እዮም።ካብዚኣቶም ገዛ ሲኢኖም ዝሽገሩ ብዙሓት ኣለዉና።
 
ካብዚ ብምብጋስ GCEA, ቐዳምነት ሂቡ ብህጹጽ ክትግበር ሰሪዕዎ ዘሎ መደብ ንብዝሓት መዕቆቢ ዝኸውን (seven-plex 2-3 bedroom each)ገዛ ምግዛእ እዩ።ነዚ ንምትግባር ከኣ ካብ ኩሎም ውልቕ-ሰባትን, ማሕበራትን, ትካላትን ሓገዝ ኣብ ምሕታት ይርከብ።
 
ስለዚ ክቡራትን ክቡራንን ነዚ ብGCEA ዝተወጠነ መደብ ንምስላጥ ንእትገብርዎ ምትሕብባር እናኣመስገና፡ እቲ እተወፍይዎ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ኣብ ምኽፋል ቐረጽ (Tax Write-off) ከም ዝምለሰኩም ክንሕብር ንፈቱ።
 
እቲ እትገብርዎ ናይ ገንዘብ ሓገዝ ከኣ ብኸምዚ ክኽፈል ይከኣል ፡-
1.ፐይፓል(PayPal).
2.ዜል(Zelle)፡-(510) 692- 7534
3.ቴለፎን(call) ወይ QR CODE ስካን
4. ብፖስታ ቸክ ናብ GCEA P.O.Box 22616 Oakland, CA 94609 ብምልኣኽ
 
ንኣገዳሲ ሓበሬታ፡ ንዘይበርሃልኩም ሕቶታት ንምምላስ ድሉዋት ኢና ።
(415) [telefone editado] ወይ (510) 692- 7534
[e-mail editado] ወይ [e-mail editado]


ኣማርኛ:- ሴቶች እን  ሌሎች በመኖርያ - ቤት ለተቸገሩ ሰዎች ቤት ለመግዛት ደገፍ ይጠይቃል!


GCEA:- ህዝባዊ ማህበር /Nan - Profit Organisation/ ሁኖ፥የኣፍሪካውያን መብት ተማጋችና ለስደተኞችና ለተቸገሩ በነጻ ኣገልግሎት የሚሰጥ ድርጅት  ነው።

ከሚሰጣቸው ኣገልግሎቶች ውስጥ ለልጆችና ሴቶች,ኣዲስ ለሆኑ ስደተኞችና ጥገኝነት ለጠየቁት,  መኖርያ - ቤት ኣጥተው ለችግር የተጋለጡ ግለ - ሰቦችና  ቤተ-ሰቦች,በደባል ሱስ ለተጠቁና ከስራ ለተፈናቀሉ የእርዳታ ኣገልግሎት ይሰጣል።

 GCEA, ከተመሰረተበት ግዜ ጀምሮ በንደዚህ መልክ ኣገልግሎቱን በጥራት እየሰጠ ይገኛል።75% ከተገልጋዮቹ ስደተኞች ሁነው፡የቓንቓ ዕጥረትና ሌላ ኣጠቃላይ ችግሮች ያላቸው ግለ - ሰዎች ናቸው።ኣብዛኖቹ ሴቶችና ልጆች በመኖርያ - ቤት እጦት የሚሰቃዩ ናቸው።

 GCEA, ከዚህ ችግሮች ተነስቶ፡የመኖርያ - ቤት እጦት ለመቕረፍ ያወጣው እቕድ፡ መኖርያ የሚሆንባቸው  ቤት መግዛት ነው።ይህን ለማሳካት ከተለያዩ ግለ - ሰቦች, ማህበራትና ኩባንያዎች እርዳታ በመጠየቅ ላይ ይገኛል።

የተከበሩና የተከበራቹ፡  GCEA የወጠነው ፕሮግራም ለማሳካት ለምታደርጉት የገንዘብ ድጋፍ በጣም እናመሰግናለን።የምታበረክቱት ገንዘብ ደግሞ፡ግብር በምትከፍሉበት ግዜ ተቐናሽ እንደሚሆን ማሳወቅ እንወዳለን።

የገንዘብ መክፈያ ኣማርጭ፡-

               1.በፔፓል(PayPal)

               2.በዜል(Zelle)

               3.በተሌፎን(Call) ወይ በ QR.Code

               4.ቸክ ወደ GCEA P.O.Box 22616 Oakland,Ca 94609  በመላክ::

ከዚህ በተረፈ ለሚነሱ ጥያቄዎች፡ በጹፍ፡በስልክ፡በኢሜይል እና በመሳሰሉት መልስ ለመስጠት ዝግጁ ነን።

(415) [telefone editado] ወይ (510) 692- 7534
[e-mail editado] ወይ [e-mail editado]

Doações 

  • Mogos Embaye
    • $50 
    • 2 yrs
  • Tsega Zemenfes
    • $100 
    • 2 yrs
  • Yosief Okubatsion
    • $100 
    • 2 yrs
  • Yrgalem Zerasion
    • $100 
    • 2 yrs
  • Nathnael Mael
    • $100 
    • 2 yrs

Organizadora

GCEA HOUSING SUPPORT
Organizadora
Oakland, CA
Macrobiotic Study Center
Beneficiário

Seu lugar confiável, poderoso e fácil para obter ajuda

  • Fácil

    Doe com rapidez e facilidade

  • Poderoso

    Envie ajuda diretamente às pessoas e causas importantes para você

  • Confiável

    Sua doação é protegida pela Garantia de Doação GoFundMe