Main fundraiser photo

Family of Gebrekiros Atsibeha fund

Donation protected
Support the family of Gebrekiros Atsibeha 

Help the family of Tegadelay Gebrekiros Atsibeha who are in grief; their children child Haftom Gebrekiros (age 11) and child Yared Gebrekiros (age 8) has been slaughtered in broad daylight on Meskerem 17, 2009 E.C.  This crime is a tragedy lost for the family and humanity in general. 

እዞም ትርእይዎም ዘለኹም ህፃውንቲ ኣብ ከተማ መቐለ ዓዲ ሓቂ መስከረም 17 ኣብ በኣለ መስቀል ቀትሪ ምድሪ ክሳዶም ብካራ ተሓሪዶም ዝተቐተሉ ህፃውንቲ እዮም።
ሃፍቶም ገብረኪሮስ ወዲ 11 ዓመት ከምኡ እውን ያሬድ ገብረኪሮስ ወዲ 8 ዓመት ኣሕዋት እዮም። እዞም ህፃውንቲ ብቐረባ ቤተሰብ እዮም ተቐቲሎም፤ ጠንቂ እቲ ቅትለት ፖሊስ የፃርዮ እኳ እንተሃለወ ወለዶም ግና ኣብ ዓሚዩቕ ሓዘን ተረሚቖም ኣለዉ።
ወላዲኦም ኣይተ ገብረኪሮስ ኣፅብሃ ተጋዳላይ ነበር ኰይኑ ብዙሕ ጥዕና ዘይፀገበ ዳርጋ ኣብ ማይ ጸሎት እዩ ዝነብር። ወላዲቶም ወይዘሮ ህንፃ በሪሁ ፋሓምን ቦምቦሊኖን ሸይጣ ደቃ ክተድርር ዘይምሱል ዝመሰለት ሓፍትና እያ። ኣብ ልዕሊ ድኽነታ ድማስ ፀቐቕ ኢላ ዘዕብየቶም ክልተ ደቃ ተመንጢላ።
ሐዚ እዞም ስድራ መርሃዊት ጓሎም ጥራሕ ሒዞም ተሪፎም።
ንወይዘሮ ህንፃ ብቑፅሪ ስልካ 0914 016179 ረኺብና ፅንዓት ይሃብኪ ንበላ። ክንሕግዛ እንደሊ ሰባት ድማ ዘዝከኣለና ናብ ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያ ቁፅሪ ሒሳብ 1000012148813 ኣታዊ ብምግባር ንርዳእ። Those who are in abroad, can use the SWIFT Code of the Commercial Bank Of Ethiopia: CBETETAA. This is free of charge,and the account is:1000012148813 Hintsa Berihu and Gebrekiros Atsbeha.
እዚ ሓደጋ እዚ ፀይሮም ዝሓድሩ ስድራ እውን ኣለዉና። ንወለዲ ፅንዓት ይሃቦም፤ ነቶም ዝሞቱ ህፃውንቲ ድማ ዘልኣለማዊ ዕረፍቲ ይሃቦም።

Organizer

Alex Areki
Organizer
Richmond, VA

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily.

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about.

  • Trusted

    Your donation is protected by the  GoFundMe Giving Guarantee.