Help Berkti's famliy with funeral expansives
Donation protected
ሰላም ነዓኩም ይኩን ኣብ ክሉ ኩርናዓት ዓለም እትርከቡ የሕዋተይ ኣብ ዘለኩሞ ሰላምኩም ይብዛሕ።እዛ ትሪእዋ ዘለኩም ሓብትና ብርክቲ ዓንደብርሃን ዝተባሃለት ድሕሪ 5 ዓመት ስቃይ ሓውየ እንዳበለት ሃንደበት ብዘይተጸበናዮ ዳግማይ ኣብ ሕክምና ሱዳን ካርቱም ክትእለ ብምጽናሕ ቆልዓ 2 ዓመት ገዲፋ ካብዛ ዓለም ተፈሊያትና ። የሕዋተይ መስደዲ ሬሳን ፡ዝገበረቶ ናይ መጥባሕቲ ልዕሊ ዓቅምና ስለ ዝኮነ ዓቅምኩም ክትድጉፉና ብትሕትና ንሓትት።
Organizer
Eyob Kesete Mengestu
Organizer
Saupstad