Main fundraiser photo

ሓገዝ ንመስርሒ ቅድስቲ ስላሴ ቤተክርስትያን ላስ ቬጋስ

Donation protected
በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ኣምላክ ኣሜን ቅድስት ስላሴ ናይ ኤርትራ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኣብ ላስቬጋስ ሰሜን ኣሜሪካ። ሰላም እግዚኣብሔር ምሳኹም ይኹን ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም እትርከቡ ስድራ ኣምላኽ ንሕና ኣብ ላስቬጋስ እንነብር ኣሕዋትኩም ኣምላኽ ረዲኡና መሬት ገዚእና ኣሎና። ህንጻ ቤተክርስትያን ንምጀማር ኣብ ምድላው ኣሎና እንተኾነ ግና ሕጽረት ገንዘብ ሰለ ዘሎና ኩሉኹም ስድራ ኣምላኽ ዓዓቕምኹም ክትሕግዙና ብትሕትና ንሓትት።
ካብቲ ዝቕበልሲ እቲ ዝህብ ኣዝዩ ይባረኽ ግ/ሃ /ም 20'35 ኣምላኽ ዝሓዝኩሞ ይባርኸልኩም።

ክትውከሱና ምስእትደልዩ
ቀሺ ተክለሃይማኖት 7024760297

ጠዓመ ወልደሩፋኤል 7022652657
ሳምሶም ትካቦ 7026012666
ኣስመሮም ጎይትኦም 9094466759

Donate

Donations 

  • Mulugeta Gebremariam
    • $100 
    • 5 yrs
Donate

Organizer

Yared Degen
Organizer
Las Vegas, NV

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily.

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about.

  • Trusted

    Your donation is protected by the  GoFundMe Giving Guarantee.