Photo principale de la collecte de fonds

Tigrian children's who are victims of war

Don protégé
ከመይ ኣለኩም ዝከበርኩምን ዝከበርክንን ደቂ ማይ ተከላ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኩም ሙዉቕ ሰላምታ ይብጻሕኩም ብምቕጻል እዞም ኣብዚ ምውህላል ገንዘብ ንኣካክብ ዘለና ተወለድቲ ደቂ ወረዳ ተከላ ኢና።
ብዘይ ጥርኑፍ በብዝጥዕመና ክንሕግዝ እኳ እንተጸናሕና ዉጽኢታዊ ኮይኑ ስለ ዘይረከብናዮ ብማሕበር ደረጃ ኣኪብና ክንሕግዝ ይሓይሽ ብምባል ብከምዚ መልክዕ ዝጠመዩ ኣሕዋትና ገለ ሓገዝ ተኮነ ብምባል ወሲና ኣለና።

እዚ ነዋጽኦ ገንዘብ ሓገዝ ነሕዋትና ብኲናት ካብ መረበቶም ዝተፈናቀሉን ንጥምየትን ካልእ ዘየድሊ ሽግራትን ዝተቃልዑ ኣብ ሽግሮምን ጸገሞምን ተካፈልቲ ንምኳን ዓቅምና ዘፍቅዶ ንክንረድኦምን ክንድግፎምን ኢልና ዝከፈትናዮ እዩ።

እዚ ሕጂ ንገብሮ ዘለና ምውጻእ ፈላሚ ኮይኑ ተደጋጋሚ ብዓቅምና እንዳዋጻእና ብጥምየት ዝጉዳእን ዝመዉትን ሓው ንዘይምርኣይ ዓቅምና ዘፍቅዶ ክንገብር ኢና።

እዚ ዝዋጻእ ገንዘብ ካብ መላእ ዓለም ዘለና ስለ ዝኮነ ንምእካቡ ክጥዕመና ካብዝብል ምኳኑ ክትርዱኡልና ንፈቱ።
እቲ ዝተዋጽአ ገንዘብ ብመንገዲ ኣብ ትግራይ ዘለዋ ሓገዝቲ ማሕበራት ክንልእኮ ምኳና ከኣ ነፍልጥ።

ማሕበር ወረዳ ተከላ

This fundraising is organized by people from Tekela area of Eritrea to support the children who are victims of war in Tigray. There has been unorganized support in the past to our brothers' Tigrean people and found out it was productive, this time we are planning to continue our support in an organized way for more productivity. we are asking everyone to support the children who are victims of war in Tigray in this difficult time.

Dons 

    Organisateur

    Daniel Birhane
    Organisateur
    San Antonio, TX

    Votre plateforme d'entraide à la fois conviviale, efficace et sécurisée

    • Conviviale

      Le processus de don est simple et rapide.

    • Efficace

      Vous soutenez directement les personnes et les causes qui vous tiennent à cœur.

    • Sécurisée

      Votre don est protégé par la garantie des dons GoFundMe