ሰላምኩም ይብዛሕ የሕዋተይ ደቀይ አነ ተጋዳሊት ሰናይት ሃብተ እዮብ ጸገም ረኪበ ጸገም አይትርከ
Donation protected
ሰላምኩም ይብዛሕ የሕዋተይ ደቀይ አነ ተጋዳሊት ሰናይት ሃብተ እዮብ ጸገም ረኪበ ጸገም አይትርከቡ ጋለይ ጋል 27 /ዓመት ኩሊታ ሓሚማ ከሕክማ ደልየ ብሰንኪ ዘለኒ
ስንክልና ክሰርሕ አይካአልኩን
በዓል ቤተይ ስውእ እዛ ሓንቲ ጋለይ ከሕክም ዓቅሚ ስለ ዝይብለይ አብ መላእ ዕለም ዘለኩም ኤሪራውያን ዓቅሙኩም ዘፍቅዶ
ክትሕጉዝኒ ብትሕትና ይሓትት
Organizer
Aster asmerom
Organizer
Sundbyberg, AB, Sweden