Main fundraiser photo

HELP MOM OF FOUR CHILDREN BEAT CANCER

Donation protected
ሶፋያ ተኽለገርግሽ ዝተባሃልኩ ተጋደሊት ተቀማጢት ከረን ከባቢ 06 ዋሊኩ አደ 4 ቀልዑ እየ። ቅድሚ ክልተ ዓመት ናይ ጡብ መንሽሮ መጥባሕቲ ገይረ ንግዚኡ እካ እንተ ተሓብአት መሊሳ ግን ኣብ ክሳደይ ብዝበርትዐ ወጺኣ: ሕበጥ ድካምን ሕጽረት ምስትፋስን ኣጋጢሙኒ ። ኣብ ኦሮታ እካ ሕክምና እንተ ከድኩ እንተ ኰነ ግን ናብ ወጻኢ ከድኪ ተሓከሚ እሎምኒ አብ ዉሽጢ ሃገር ክሕከም ስለ ዘይክእል ። አነ ክኣ ክእለት የብለይን : ብተወሳኪ ከኣ ኣሕዋተይ ስንኩላን ተጋደልቲ እዬም። ኩቡራት ኣሕዋተይን ደቀይን ኣደ ደቀይን ሓጋዚት ኣሕዋተይን ክከዉን ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ክትሕጉዝኒ ብትሕትና ይሓትት።
ዝኮነ ሓበሬታ በዚ ዝስዕብ ተለፎናት ክትውከሱና ንምሕጸን

ሓበን መሓሪ 0046728593788 ሽወደን

መርሃዊ ዑቁባዝጊ 004792090304 ነርወይ

ኣስቴር ባይሩ 004746365269 ነርወይ

ሙልጌታ ኣስገዶም 00447411400894 ኣዲ እንጊሊዝ

ዛይድ ዘርኣይ 0014152255237 USA

ኢብራሂም ወዲ ኣፋ 0016138670809 ካናዳ

ወይኒ 0049162938967 GERMANY

ድሃብ 0041763786224 SWITZERLAND

ዓንደገርግሽ 00393516626336 ITALY

PETER 0033753278782 FRANCE

MULU TWELDE 0032466469134 BELGIUM

HABTIT ALAZAR 00972537117893 ISRAEL

ABAJGO 004917624703968 GERMANY

LULA AFEWERKI 00966509955759 SUDIA

MEHARI MSGNA 0046734445512 SWEDEN


Donate

Donations 

  • Gebre Sanqa
    • kr1,000 
    • 7 d
  • F N
    • kr150 
    • 8 d
  • Anonymous
    • kr200 
    • 8 d
  • Eden Gerezgiher Asfeha
    • kr500 
    • 11 d
  • Furtuna Tesfay
    • kr10 
    • 11 d
Donate

Organizer

AMARESH HABTEMICHAEL
Organizer
Oslo

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about

  • Trusted

    Your donation is protected by the GoFundMe Giving Guarantee