Main fundraiser photo

ሓገዝ ስነ ስርዓት ቀብሪ ሓፍትና ሰምረት ኣፈወርቂ

Donation protected

Simret Afewerki funeral and Family support 
ሓገዝ ንስ.ስ ቀብሪን ደገፍ ስድራቤት ስምረት ኣፈወርቂ 

ሓፍትና ስምረት ኣፈወርቂ ገብረማርያም ተቐማጢት ከተማ ኤድመንተን፤ ንበዓል ቤታ ዮሃንስ በርሀን(ጆን ጻዕዱ ) 4  ደቃን (ሮዳ 16፤ሲሞና14፣ተመስገን 9  ኣይዛክ 6) ሓዲጋ ፡ ሃንደበት ብዘጋጠማ ናይ ካንሰር ሕማም፣ኣብ ንኡስ ዕድሚኣ እያ ተቆጽያ። ስድራ ቤታን ፈተውታን ብሞታ ዝተሰማዓና ልብኻ ዝሰብር መሪር ሓዘን ምግላጹ’ዩ ዘሸግር። እቶም ንስምረት ትፈልጡዋ ፡ ስምረት ኣብ ስድራቤታን ከባቢኣን ዝነበራ ዓቢ ተራ  ኣይትስሕትዎን ኢኹም። ስምረት ኣደ፣ሓፍቲ፣ ማሓዛ ኮታ ኩሉ እያ ነይራ። ፍረ እዚ ከኣ ኣዝየን ብሉጻትን ኣብነታውያን ዝኾና፣ ዓቢ ተስፋ  ዝግበረለን ደቃ ሮዳን ሲሞንን ኣፍርያትልና ሓሊፋ።
ስለዚ ንስነ ስርዓት ቀብርን ከምኡውን ነዘን ዓቢ ተስፋ ዝግበረለን፣ ቡሩህ ተስፋ ዘለዎም ደቃን ፤ መጻኢኦም ከይጽልምት ኩላትና ኢደይ ኢድካ እልና ክንሕግዝ ብትሕትና  ንሓትት ኣሎና'ሞ ሓገዝኩም ኣይፈለየና። እትገብርዎ ሓገዝ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ’ሞ ኣቐዲምና ነመስግን።

Our dear sister Simret Afeworki Ghebremariam, resident of Edmonton, Canada, sadly passed away after battling terminal illnes on Sep 22, 2022.
Simret was a wife and mother of four children. Please support us in raising fund to cover funeral expense as well as support of Simret's and Yohannes's 
Family. 

Organizer and beneficiary

Michael Habteyonas
Organizer
Edmonton, AB
YOHANNES GEBREMICHAEL
Beneficiary

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily.

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about.

  • Trusted

    Your donation is protected by the  GoFundMe Giving Guarantee.