መንፈሳዊ ፈነወ ሳትላይት
Donation protected
መጀመርያ ናይ እግዚኣብሄር ሰላም ብክርስቶስ እየሱስ ንዓኩም ይኩን ቅዱሳን።ኣቀድን ኣቢልኩም ን24ሰዓት ቴሊቪጅን ናብ ህዝብና ናብ ኩሉ ክፍሊ ዓለም ክዝርጋሕ ገንዘብ ከነዋጽእ ብgofund ኢልኩም ብዝሓተትክሞ መሰረት ፍቃደኛታት ኮንኩም በቲ ዝሃብኩምና ሓሳብ መሰረት ድማ መጣታቀሚ ገንዘብ account gofund ከፍትና ኣለና፥ኣብ ልብኩም ዝሓሰብኩሞ ክትገብሩ ብትሕትና ንሓትት።
ኣብዚ እንነብረላ ዓለም ወዲ ሰብ መቸን ካብ ሓሳብን ድምጽን እግዚኣብሄር ተፈሉ ኣይነብሪን እዩ።ሰለዚ ድምጺ ኣምላክ ኮይና እንመሓላልፈሉ ናይ ሳትላይት ፈነወ ከምቲ ብመሰረት ዝሃብኩምና ሓሳብ ጀሚሪና ኣለና።
ተባረኹ።
ኣብዚ እንነብረላ ዓለም ወዲ ሰብ መቸን ካብ ሓሳብን ድምጽን እግዚኣብሄር ተፈሉ ኣይነብሪን እዩ።ሰለዚ ድምጺ ኣምላክ ኮይና እንመሓላልፈሉ ናይ ሳትላይት ፈነወ ከምቲ ብመሰረት ዝሃብኩምና ሓሳብ ጀሚሪና ኣለና።
ተባረኹ።
Organizer
Kebron Ministry
Organizer
Seattle, WA