Medical support to Artist Yonatan Tadesse( Dula)
Donation protected
ሰላም ኣምላኽ ንዓኹም ይኹን ኣብ ኩሉ ኩርናዓት ዓለም እትርከቡ ገበርቲ ሰናይ የሕዋት: ሰናይ ምንዮትና እንዳገለጽና ኣብዚ ሕጂ እዋን ብጻይናን ሓውናን ዝኾነ ስነ ጥበበኛ ዮናታን ታደሰ (ዱላ) ብሕማም ካንሰር ተጠቒዑ ኣብ ከቢድ ቃንዛ ስለ ዝርከብ ን ልዕሊ 6 ወርሒ ኣብ ሃገርና ኤርትራ ክሕከም ድሕሪ ምጽናሕ ኣብዚ ሕጂ እዋን ንዝያዳ ሕክምና ናብ ወጻኢ ሃገር ክሕከም ስለ ዝተፈቕደሉ: እቲ ተባሂሉ ዘሎ ወጻኢታት ድማ ልዕሊ ዓቕሙ ስለ ዝኾነ ኩላትኩም ገበርቲ ሰናይ የሕዋት ዘዝከኣለኩም ሓገዝ ብምብርካት ኣብ ጎኑ ብምኻን ሓገዝና ከነበርክት ንላቦ:: ከምኡ'ውን ኩሉኹም ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት እትነጥፋ ኤርትራውያን ነዚ ሓበሬታ ኣብ ምዝርጋሕ ክትታሓባበሩና ብኽብሪ ንጽውዕ::
Organizer
Solomon Asfaha
Organizer
Milan, Metropolitan City of Milan