Main fundraiser photo

ሓገዝ ንደብረ ደናግል ገዳም ሰማዕት ቅድስት ድምያና፡ ኣብ ኣስመራ ኤርትራ!!!

Tax deductible
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ አሜን።

ብምትሕብባር ሃገረ ስብከታት ኤውሮፓ ምስ ሰሜን ኣሜሪካን ካናዳን፡ ንሓገዝ ደብረ ደናግል ሰማዕት ቅድስት ድምያና ኣስመራ ኤርትራ።

"ንኣኻትኩም ዚቕበል ንኣይ እዩ ዚቕበል፡ እቲ ንኣይ ዚቕበል ድማ ነቲ ዝለኣኸኒ እዩ ዚቕበሎ። ንነብዪ ብስም ነብዪ ዚቕበል፡ ዓስቢ ነብዪ ይረክብ፡ ንጻድቕ ብስም ጻድቕ ዚቕበል ድማ ዓስቢ ጻድቕ ይረክብ። ካብዞም ናእሽቱ ንሓደ እኳ ብስም ወደ መዝሙር ጣሳ ዝሑል ማይ ጥራይ ዜስቲ፡ ዓስቡ ከቶ ኸም ዘይስእን፡ ብሓቂ እብለኩም አሎኹ።" [ማቴ ፲፥፵፡፬፪] (10፡40)::

ገዳም ደብረ ደናግል ሰማእት ቅድስት ድምያና ካብተን ኣብ ሃገርና ኤርትራ ዝርከባ ገዳማት ኣብ ቀረባ ጊዜ ዝተመስረተት ኮይና፡ ኣዴታት በቲ ዘለወን ውሑድ ዓቕሚ ሰብን ቦታን፡ ንቤተክርስቲያን ዝጠቅም ኣገልግሎት ክህባ ምጽነሐን ኩላትና ንፈልጦ ሓቂ እዩ። ሕጂ ድማ ፍቓድ እግዚአብሔር ኮይኑ፡ እቲ ዝተዋህበን ቦታ ንምስራሕ "ሀ" ኢለን ጀሚረን ኣለዋ።

ምህናጽ ገዳም ደብረ ደናግል ሰማእት ቅድስት ድምያና፤ ተስፋን ራእይን ዘለዎ ገዳም ኣዴታትና መነኮሳይያት፡ ንዘኽታማት፡ ንጽጉማት፡ ንኣረገውትን ንሕሙማትን ክኣልያ፡ ከምኡውን እቲ ብውሑድ ዓቕሚ ንቤተክርስቲያን ዘበርክተኦ ዝነበራ ኣገልግሎት ብስፍሕ ዝበለ ንምቕራብ፡ ክህነጽ ዝተወጠነ ገዳም እዩ። እምባኣር ኩላትና ነዚ በዓይነቱ ናይ መጀመርታ ፍሉይ ታሪኽ ዘለዎ ገዳም ንምህናጽን በረከት ናይ ቅድስት ድምያና ንምክፋልን ዓቕምና ዝፈቕዶ እጃምና ንግበር።
ኣብ ልሳን ተዋሕዶ ዝተማሓላለፈ መደብ ኣብዚ ኣቲና ንርኣዮን፡ ኣዴታትና ዘለወን ጸገም ፈሊጥና ኣቅምና ክነበርክት ኣምላከ ቅዱሳን ይሓግዘና።


his reward.” [Matthew 10:42”].

"As for me, I am the maidservant of my Master and my Savior Jesus Christ, and His Good Father and the Holy Spirit, the Holy Trinity. Him I confess and upon Him I depend, and His Name I die, and by Him I Live forever."

-St. Demiana_

“By this we know love, because He laid down His life for us. And we also ought to lay down our lives for the brethren. But whoever has this world’s goods, and sees his brother in need, and shuts up his heart from him, how does the love of God abide in him?”- 1 John 3:17

To watch the prorgam from Lisan Tewahdo please click on the link below!
Donate

Donations 

  • Anonymous
    • $100 
    • 10 mos
  • Anonymous
    • $180 
    • 10 mos
  • Anonymous
    • $20 
    • 10 mos
  • Anonymous
    • $39 
    • 1 yr
  • Anonymous
    • $10 
    • 1 yr
Donate

Organizer

Qale Tsedq ZeTewahdo
Organizer
Santa Clara, CA
Eritrean orthodox Tewahdo Diocese of USA and Canada
 
Registered nonprofit
Donations are typically 100% tax deductible in the US.

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily.

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about.

  • Trusted

    Your donation is protected by the  GoFundMe Giving Guarantee.