ዝስተ ጽሩይ ማይ ገዳም ደብረ ድኁኃን ኣቡነ ዮናስ
Donation protected
This GoFundMe campaign was set up to help the Debre Dhuhan Abuna Yonas monastery with its drinking water needs..
በስመ አብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላክ፦ዝከበርኩም ህዝበ ክርስትያን ሰላም ኣምላክ ምስኩልና ይኩን እንዳበል፤ንነዊሕ ግዜ ዝጥቀመሉ ዝጸንሑ ናይቲ ገዳም መዕቆሪ ማይ (ባስካታት) ኣሪጉ ስለዘፍሰሰ፥ ኩሎም መነኮሳትን መነኩስያትን ዝጥቀምሉ ሕጽረት ናይ ማይ ኣጋጢምዎም ኣሎ፥፥ስለዚ ነዚ ናይ ማይ ጸገም ንምቅራፍ ኩልኩም ዓዓቅምኩም ክትሕግዙና ንላቦ። ኣባ ገብረዮናስ [phone redacted]862
የቀንየልና እግዚአብሔር ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም፦
Organizer
Kahsay Gebreslase
Organizer
Thomasville, NC