Support Hakfen Media
Donation protected
Support Hakfen Media
Hakfen Media is a community based media outlet serving exclusively the Tigrean community in Washington State
please contribute anything you can to support Hakfen Media and share this link Gofundme with your friend and with your all contacts.
ሓገዝ ሓኽፈን ሚድያ
ሓኽፈን ሚድያ ከም ሓደ መራኸቢ ሓፋሽ ተጋሩ ፡ ናይ ተጋሩ ሚዲያታት ክጣናኸራን ክምዕብላን እጃሙ ናገበረ ዝርከብ ዘሎ ሚድያ እዩ ፡፡ ሚድያ መባእታዊ ሓይሊ ዲሞክራሲ ምኻኑ ድማ ተረዲኡ ንሕብረተሰብና ትኽክለኛን ዝተጻረየን ሓበሬታ ብምቕራብ እናገልገለ ዝርከብ ሚድያ እዩ። ምንም እኴ አብቀረባ እዋን ዝጀመረ ይኩን እምበር በቲ ሓኽፈን ሚድያ ዘቕርቦ ወድዓዊ ዝኾነ ምድላዋት ብዙሓት አድናቕትን ተኸተልትን ክረክብ ጀሚሩ እዩ።
ሓኽፈን ሚዲያ አብ ኩሉ ተበጻሒ ንክኸውን ድማ ብዙ ጻዕርታት ይግበር አሎ ፡፡ ሓኽፈን ሚድያ ምስ ትግራይ ሚድያ ሃውስ ብምትሕብባር ናብ ሳተላይት ምውጽኡ ድማ በዚ አጋጣሚ ክነብስር ንፈቱ።
ሓኽፈን ሚድያ ትሕዝትኡ ብምስፋሕ ንሕብረተሰብና ይጠቕሙ እዮም ዝብሎም ፕሮግራማት ብሰፊሑ ንምቕራብ ፋይናንሳዊ ኣቕሚ ንምዕባይ እዚ ናይ ጎፈንድሚ ገጽ ከፊቱ ሓገዝ የተአኻኽብ ስለዘሎ ኩሉኹም ደገፍትት ተኸተልትን ሓኽፈን ዝከአለኩም ናይ ገንዘብ ወፈያ ክትገብሩ ብትሕትና ንሓትት።

Fundraising team (3)
Tekeste Abraha
Organizer
Seattle, WA
Fissaha Tassaw
Beneficiary
Ephrem Belay
Team member
Leul Wolu
Team member
Begin your fundraising journey