Saving kibrom's life
Donation protected
ከምቲ ዝፍለጥ ሓውና ክብሮም መዝገቦ ተማኑ፡ ሓደ ካፍቶም ብሊብያ ተጨውዮም ንዕዳጋ ዝቀረቡ (ንባርነት ዝተሓጸዩ) ተጋሩ ኢትዮጵያዊያን እዩ። ዕድል ገይሩ እቲ ሓበሬታ ብማሕበራዊ መራኸብታት ቀሪቡ'ሎ። ካልኦት ነዚ ዕድል ዘይረኸቡ ተሸይጦም፡ ተቀቲሎምን ደሃዮም ዘይተረኸበን ብዙሓት አሕዋትና ከምዘለዉ ዝፍለጥ'ዩ። እሞ ነዚ ዕጻ እዚ ከይበጽሖ ንክብሮም ንሓግዞ።
ክብረት ይሃበልና።
ክብረት ይሃበልና።
Organiser
Alem Brhanemeskel
Organiser
Portland, OR