Let's help Semere Tsehaye (ሰመረ ጸሃየ) and family
Donation protected
Hi, this is RUBA ERI fundraising for Semere Tsehaye's medical expense.
ዝከበርኩም ተከታተልቲ RUBA ERI ቅድሚ ሕጂ ብ መገዲ Efra Show ን ናይ ሰመረ ጸሃየ ዘውጻእክሞ 8000 ዶላር ናብ ሕክምና ናብ Germany ሊኢክናዮ ኣለና - እንተኮነ 30,000 ዶላር ስለዝሓተቱ ደጊምና ካብ ሀገረ Sudan ናይ ሓገዝ ጻውዒት ነቅርበልኩም ኣለና። ዘውጻእክሞ ፈጣሪ መሊኡ ይሃብኩም። እታ ናይ ሓገዝ ሊንክ ከምቀደማ ኣብ ላዕሊ ኣላትኩም። ብ GoFundMe ተሓገዝኩም ተመራጺ ይኸውን። ኣዚና ነመስግን።
RUBA ERI, California, USA

Organizer
Ruba Eri
Organizer
Santa Clara, CA