ሰላም ከመይ ትኮኑ አለኩም ዝዓበኩም ዝናስኩም የሕዋት አብ መላእ ዓለም ዘለኩም አነ ከማል መሓመድብርሃን(ወዲ ሓሜ) ዝተባሃልኩ ኣብዚ እዋን አብ አዲስ አበባ ተቀማጢዝኮንኩ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ሱዳን ንልዕሊ 9 ዓመት ተቀሚጠ ማለት ምስ ሕማመይ እቲ ሕማም ድማ ቀዳማይ ካንሰር ናይ ደም(ኒኮምያ) ካልኣይ ድማ ማህረምቲ ዓንዲ ሕቆ ስለ ዘለኒመጥባሕቲ ንኽገብር ናብ ደገ ስለ ዝተባሃልኩ ብተወሳኪ ድማ ኣዝማ ዝሳቀ ዘለኩ ሓዉኩም ኮይነ ነዚ ሕማም ዝከዉን መሐከሚ ዓቅሚ ሰለዘይብለይ ብተወሳኪ ድማ በዓል ሓዳርን አቦ ሰለስተ ቆሉን እየ ስለዚ ብዓቅምኩም ክትሕጉዙኒ ብትሕትና ይሓትት ኣለኹ።
Organizer
Kibreab Mebrahtu
Organizer
Lorton, VA

