Main fundraiser photo

Emergency help

Donation protected
ህጹጽ ሓገዝ ምሕረትኣብ
ሰላም ኣበ መላእ ዓለም ዘለኹም ኣሕዋተይ። ብቀዳምነት ሰላምታ: ብምቅጻል ኣነ ምሕረትኣብ ገብረመስቀል ኪዳነ ተወላዲ ዓዲ በያኒ ንኡስ ዞባ ዓረዛ ዞባ ደቡብ ኣቦ 4 ቆልዑ እየ።
ኣባል ሃገራዊ ኣገልግሎት 3 ዙርያ ማለት ብ 1995 ናብ ሳዋ ወሪደ ሃገራዊ ኣገልግሎተይ ፈጺመ። ብድሕሪ’ዚ ኣብ ኩሉ ሃገር እትጠልቦ ምክልኻል ወይ ወትሃራዊ ንጥፈት ክሳብ ሕጂ ብምጽናሕ: ቅድሚ ሓጺር ግዜ ግን ብዝወረደኒ ብርቱዕ ሕማም ማለት ናይ ልቢ ጸገም ናብ ክኽእሎ ይኹን ክጸሮ ዘይክእል ደረጃ በጺሐ። ሕማመይ ካብ ዓቅመይ ንላዕሊ ኮይኑ ንደገ ንሃገረ ጀርመን ብምካድ ክሕከም ተሓቢሩኒ። ይኹን እምበር ዝኾነ ናይ ገንዘብ ይኹን ናይ ሞራል ነዚ ዝበጽሕ የብለይን። እምበኣር ካብዚ ብምብጋስ ኣብ መላእ ዓለም ዘለኹም ኣሕዋተይ ዓቅምኹም ሓግዙኒ ክብል ተገዲደ። ሕማመይን ቃንዛይን ኣብ ቦትኡ እንዳሃለወ: እቲ ቀንዲ ማሕንቆ ኮይንኒ ዘሎ ናይ ገንዘብን ጸገም ከምኡ ውን ናብዚ ጠቒሰዮ ዘለኹ ሃገር ማለት ጀርመን ቪዛ (visa) ዝገብረለይ ሰብ ብዘይምርካበይ ኣብ ሓደጋ ይርከብ ኣለኹ። ሰለዚ ኣሕዋተይ ነዚ ልዕሊ ዓቅመይ ኮይንኒ ዘሎ ሽግር ኣብ ምቅላል ዓቕምኹም ሓግዙኒ ይብል ኣሎኹ።

Peace of all over the world my brothers and sisters.First of all let my greeting, My name is Mihreteab Ghebremeskel. I'm the father of four kids and i was born south of Eritrea Subzone of Areza Adibeyani.
I have been member of the National service 3rd Circle in 1995 sawa to performed my National Ministry.By 2022, i get heart condition and they give me chance to go Germen to treate my deases.However, I have no money to fixed my problem.Help me Brothers and Sisters all around the world,
Donate

Donations 

  • Beteleihgm Tesfom
    • kr10 
    • 11 mos
  • Anonymous
    • kr50 
    • 1 yr
  • Anonymous
    • kr710 
    • 1 yr
  • Anonymous
    • kr100 
    • 1 yr
  • Anonymous
    • kr200 
    • 1 yr
Donate

Organizer

Fissehaye Ghide
Organizer
Mariager

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily.

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about.

  • Trusted

    Your donation is protected by the  GoFundMe Giving Guarantee.