Main fundraiser photo

መንፈሳዊ ፈነወ ሳትላይት

Donation protected
መጀመርያ ናይ እግዚኣብሄር ሰላም ብክርስቶስ እየሱስ ንዓኩም ይኩን ቅዱሳንኣቀድን ኣቢልኩም ን24ሰዓት ቴሊቪጅን ናብ ህዝብና ናብ ኩሉ ክፍሊ ዓለም ክዝርጋሕ ገንዘብ ከነዋጽእ ብgofund ኢልኩም ብዝሓተትክሞ መሰረት ፍቃደኛታት ኮንኩም በቲ ዝሃብኩምና ሓሳብ መሰረት ድማ መጣታቀሚ ገንዘብ account gofund ከፍትና ኣለና፥ኣብ ልብኩም ዝሓሰብኩሞ ክትገብሩ ብትሕትና ንሓትት።
ኣብዚ እንነብረላ ዓለም ወዲ ሰብ መቸን ካብ ሓሳብን ድምጽን እግዚኣብሄር ተፈሉ ኣይነብሪን እዩ።ሰለዚ ድምጺ ኣምላክ  ኮይና እንመሓላልፈሉ ናይ ሳትላይት ፈነወ ከምቲ ብመሰረት ዝሃብኩምና ሓሳብ ጀሚሪና ኣለና።
       ተባረኹ።

Organizer

Kebron Ministry
Organizer
Seattle, WA

Your easy, powerful, and trusted home for help

  • Easy

    Donate quickly and easily.

  • Powerful

    Send help right to the people and causes you care about.

  • Trusted

    Your donation is protected by the  GoFundMe Giving Guarantee.