
Funeral expense for Dr. Aster Baye
Donation protected
ሓፍትና ዶክተር አስቴር ባየ ደጉን
ጓላ ን ወይዜሮ ሊችያ ተስፋማርም ብዕለት 2-27-2021 ካብዚ ዓለም በቲ ድንገታዊ ሞታ ንቤተሰባን አዕሩኽታን፡ፈተውታን ልቢ ብዝሓት ዝሰበረን እዩ።
ዶክተር አስቴር ንብዙሓት ብሂወታ፡ብሰነምግባርን ብትምህርታን አዝያ አብ ልብ ብዙሓት ስፍራ ዝነበራ እያ።
ንኹልኹም አሕዋትን አሓትን ንስነስርዓት ቀብሪ ሓገዝ ንገብር ስለ ዘለና በዚ Gofundme መገዲ ሓገዝኩም ክትገብሩ ብፍቅሪ አምላክ ንሓተኩም።
ንኹሉኹም ቤተሰብን ፈተውትን አምላኽ ብምጽንናዕ ይደግፍ።
I have added the beneficiary to Luchia Tsegay who is mother of Dr. Aster Baye.
Organizer and beneficiary
Naod Tesfay
Organizer
Dallas, TX
Luchia Tsegay
Beneficiary