HELP THIS YOUNG TIGRINA BOY ሓገዝ ንህጻን ሓውናን ወድናን

ህጻን ኪዳነማርያም ገብረስላሴ ተቀማጢ ዓድግራት ኮይኑ ወላዲቱ ብወላዲኡ አብ-ቅድሚ ዓይኒ እቲ ህጻን ብጥይት ዝተቀትለት ኣዲኡ ብሂወት ሲኡኑ። ወላዲኡ ዉን ዕድሙኡ ልክዕ (ንሕልፈት) ክእሰር ተፈሪዱ። ገና ብህጻኑ ኣብ ጸገምን መዓንጣካ ዝቀርጽ ሕማቅ ተግባርን ኣብ ቅድሚ ዓይኑ ዝረኣየ ፡ ኣብ ጸገም ዝወደቀ ንዕኡ ከም አቦን ኣደን ኮይኑ ከዕብዮን ክምህሮን ዝክእል ዓቅሚ ዘለዎ ቤተሰብ ስለዝሰአነ። ካብ ትምህርቲ ተገሊሉ ምስ ንባዕለን ጠዋሪ ሓጋዚ ዘድልየን ዓባይኡ ይነብር አሎ ።

ኣብዝሓለፈ ኣድራሻ ንክንረክብ ብዙሕ ሰብ ሓቲቱ ኔሩ ኣድራሽኡ ተረኪቡ።
ዓዓቅምና ክንሕግዞ ፈጣሪ ድሌትና ይሃበና ባዕሉ።


ቁጽሪ ስልኪ(ቴለፎን) 00251914723183

ከብድካ ይበልዕ።

Donations

Become the first supporter 

Your donation matters

Organizer

Nay Mexae Merahi Eritrea 
Organizer
Saalfeld/Saale, Thüringen, Deutschland

  • #1 fundraising platform

    People have raised more money on GoFundMe than anywhere else. Learn more

  • GoFundMe Guarantee

    In the rare case that something isn’t right, we will refund your donation. Learn more

  • Expert advice, 24/7

    Contact us with your questions and we’ll answer, day or night. Learn more